SBS Source: SBSአብ መቐለ ዝርከብ ፈብሪካ ሞተር ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሞተራት ንምፍራይ ሎም ቅነ ፈተነ ፍርያት ሞተር ጀሚሩ፡፡ አብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ልዕሊ 2000 ገፀራት አገልግሎት ኤለከትሪክ ይኣትወን አሎ ተባሂሉ፡፡ መተካእታ እቲ መልስታቱ ተሰሪቑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ብምዝርግሑ ዝተሰረዘ ናይ ዩኒቨርሰቲ መእተዊ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኢትዮጵያ ዳግም ፈተና ዝህብ ፍሉይ ሓይሊ ምምዳቡ ሚኒስተሪ ተምህርቲ ኢትዮጵያ አፍሊጡ፡፡ መቐለ ዝመቐመጢኡ ተቓዋሚ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራሲን ሉኣላዊነትን አብ ኣኬባ ማእከላይ ኮሚቴኡ ስለ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ገምጊመ ኢሉ፡፡
አብ መቐለ ዝርከብ ፈብሪካ ሞተር ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ሞተራት ንምፍራይ ሎም ቅነ ፈተነ ፍርያት ሞተር ጀሚሩ፡፡ አብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ልዕሊ 2000 ገፀራት አገልግሎት ኤለከትሪክ ይኣትወን አሎ ተባሂሉ፡፡ መተካእታ እቲ መልስታቱ ተሰሪቑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ብምዝርግሑ ዝተሰረዘ ናይ ዩኒቨርሰቲ መእተዊ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኢትዮጵያ ዳግም ፈተና ዝህብ ፍሉይ ሓይሊ ምምዳቡ ሚኒስተሪ ተምህርቲ ኢትዮጵያ አፍሊጡ፡፡ መቐለ ዝመቐመጢኡ ተቓዋሚ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራሲን ሉኣላዊነትን አብ ኣኬባ ማእከላይ ኮሚቴኡ ስለ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ገምጊመ ኢሉ፡፡