SKIP TO MAIN CONTENT

ሕማም ኣእምሮ ልክዕ ከም ካልኦት ሕማማት ሓሚመ ክትብል ዘሰክፍ የብሉን!

Family therapy
Source: AAP

ከባቢ ኣርባዕተ ሚልዮን ኣውስትራልያውያን ዓመታዊ ሕማም ኣእምሮ ከምዘለዎም ብሕክምና ይንገሮም። እንተኾነ ግን ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ’ውን ካብ ሕብረባህላዊ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ሰባት ክንክን ጥዕና ኣእምሮ ከይረኽቡ ዝዕንቅጽዎም/ደው ዘብልዎም ብዙሓት መሰናኽላት ኣለው። ዝርዝሩ ስዒቡ ክቐርብ’ዩ።

Published

Updated

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ከባቢ ኣርባዕተ ሚልዮን ኣውስትራልያውያን ዓመታዊ ሕማም ኣእምሮ ከምዘለዎም ብሕክምና ይንገሮም። እንተኾነ ግን ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ’ውን ካብ ሕብረባህላዊ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ሰባት ክንክን ጥዕና ኣእምሮ ከይረኽቡ ዝዕንቅጽዎም/ደው ዘብልዎም ብዙሓት መሰናኽላት ኣለው። ዝርዝሩ ስዒቡ ክቐርብ’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now