National Park Ethiopia-Humora Source: Million Kaileselasieእዚ ብሰሜን ምስ ኤርትራ ዝዳቦ ኣብ ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ትግራይ ዝርከብ ሃገራዊ ፓርክ ኣብ 1966 ብ ኣማሓዳሪ ትግራይ ዝነበሩ ራእሲ መንገሻ ስዩም ዝተመስረተ እንስሳ ዘገዳምን ባህርያዊ ሃብቲን ዝርከቦ ቦታ እዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ሓደ ካብ ሃገራዊያን ፓርክ ክኸውን ምስወሰነ፡ ባጀት ተመዲብሉ ሓለዋን ክንክንን ዝግበረሉ ናይ በጻሕቲ መስሕብ ኮይኑ ኣሎ። ልኡኽና ኣብቲ ፓርክ ከይዱ ዘዋደዶ ጸብጻብ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
እዚ ብሰሜን ምስ ኤርትራ ዝዳቦ ኣብ ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ትግራይ ዝርከብ ሃገራዊ ፓርክ ኣብ 1966 ብ ኣማሓዳሪ ትግራይ ዝነበሩ ራእሲ መንገሻ ስዩም ዝተመስረተ እንስሳ ዘገዳምን ባህርያዊ ሃብቲን ዝርከቦ ቦታ እዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ሓደ ካብ ሃገራዊያን ፓርክ ክኸውን ምስወሰነ፡ ባጀት ተመዲብሉ ሓለዋን ክንክንን ዝግበረሉ ናይ በጻሕቲ መስሕብ ኮይኑ ኣሎ። ልኡኽና ኣብቲ ፓርክ ከይዱ ዘዋደዶ ጸብጻብ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።