“ህግደፍ መቐጸልታ ህዝባዊ ግምባር’ዩ፡ ክልቲኦም ብዓንተቡኡ ቀተልቲ እዮም።”ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም

Source: Adhanom Gebremariam
ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ካብ ዝተላዕሉ ነጥቢታት፡ ጀበርቲ መንደፈራ፡ ኣግኣዝያን፡ ጀሃድ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእስላም ንምክትታል ዝተገብረ ፈተናን ውጽኢቱን፡ ሓጂ ሙሳ፡ ጉጅለ ወዲ ዓሊን ፈተነ ፎርቶን ካልእን።
Share

Source: Adhanom Gebremariam

SBS World News