Hillary Clinton after testifying in Epstein congressional investigation Source: AP / Yuki Iwamura/APሂላሪ ክሊንተን ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝቐረበትሉ፣ ብሰንኪ ምዝርጋሕ ሰነዳት ገበናዊ መርመራ ጀፍሪ ኤፕስቲን ፖለቲካዊ ጸቕጢ እናለዓለ ይኸይድ ኣሎ፣ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራት ድማ ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካ ቁልፊ ዝኾኑ መዛግብቲ ሓቢእዎም ወይ ከየውጽኦም ተሪፉ ክብሉ ይኸሱ። እዚ ክትዕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያላት ሰባትን ናይ ቀደም ምሕዝነቶምን ምትእስሳራቶምን ዝግበር መርመራን ቆላሕታን ደጊሙ ኣበራቢርዎ’ሎ፣ እቲ ውድቀትን ውርደትን ድማ ካብ ዋሺንግተን ናብ ኤውሮጳን ዓበይቲ ግሎባዊ ትካላትን ሰጊሩ ይዝርጋሕ ኣሎ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Essam Al-Ghalib, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሂላሪ ክሊንተን ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝቐረበትሉ፣ ብሰንኪ ምዝርጋሕ ሰነዳት ገበናዊ መርመራ ጀፍሪ ኤፕስቲን ፖለቲካዊ ጸቕጢ እናለዓለ ይኸይድ ኣሎ፣ ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራት ድማ ክፍሊ ፍትሒ ኣሜሪካ ቁልፊ ዝኾኑ መዛግብቲ ሓቢእዎም ወይ ከየውጽኦም ተሪፉ ክብሉ ይኸሱ። እዚ ክትዕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያላት ሰባትን ናይ ቀደም ምሕዝነቶምን ምትእስሳራቶምን ዝግበር መርመራን ቆላሕታን ደጊሙ ኣበራቢርዎ’ሎ፣ እቲ ውድቀትን ውርደትን ድማ ካብ ዋሺንግተን ናብ ኤውሮጳን ዓበይቲ ግሎባዊ ትካላትን ሰጊሩ ይዝርጋሕ ኣሎ።
Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.