epaselect epa10045089 Government Flying Services aircrafts display China and the Hong Kong SAR flags during a fly-by over the Convention Centre in Hong Kong, Source: EPA
ብሪጣንያ ንሆንግ ኮንግ ናብ ቻይና ካብ ተረክባ 25 ዓመት (1 ሓምለ) ኰይኑ። እዚ ፍርቂ ጉዕዞ ናይቲ 50 ዓመት ክጸንሕ ዝተገብረ ስምምዕ ኮይኑ ፡ መንግስቲ ቻይና ኣብ ትሕቲ "ሓንቲ ሃገር ፡ ክልተ ስርዓታት" ሰፊሕ ነጻነት ዝህብ ናይ ምሕደራ ፖሊሲ ከምዝህብ ቃል ኣትዩ ኔሩ ። ይኹን እምበር ፡ ብዙሓት ሃያስያን ፡ እንተላይ ምዕራባውያን መንግስታት ፡ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ንመሰል ሆንግ ኮንግውያን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናጠፍአ ይኸይድ ከም ዘሎ ይዛረቡ ። ሰበ-ስልጣን ሆንግ ኮንግን ቻይናን ነዚ ጠለባት ግና ይነጽግዎ እዮም እዚ ዝስዕብ ትንታነ ነዚ ክጥምት'ዩ ። Published 3 July 2022 12:32pm
By Lin Evlin
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ብሪጣንያ ንሆንግ ኮንግ ናብ ቻይና ካብ ተረክባ 25 ዓመት (1 ሓምለ) ኰይኑ። እዚ ፍርቂ ጉዕዞ ናይቲ 50 ዓመት ክጸንሕ ዝተገብረ ስምምዕ ኮይኑ ፡ መንግስቲ ቻይና ኣብ ትሕቲ "ሓንቲ ሃገር ፡ ክልተ ስርዓታት" ሰፊሕ ነጻነት ዝህብ ናይ ምሕደራ ፖሊሲ ከምዝህብ ቃል ኣትዩ ኔሩ ። ይኹን እምበር ፡ ብዙሓት ሃያስያን ፡ እንተላይ ምዕራባውያን መንግስታት ፡ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ንመሰል ሆንግ ኮንግውያን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናጠፍአ ይኸይድ ከም ዘሎ ይዛረቡ ። ሰበ-ስልጣን ሆንግ ኮንግን ቻይናን ነዚ ጠለባት ግና ይነጽግዎ እዮም እዚ ዝስዕብ ትንታነ ነዚ ክጥምት'ዩ ።