Source: Thenewtimes Theirishtimes Horndiplomat Theguardian Arabnewsኤርትራዊያን ዝርከብዎም ኣሻሓት ስደተኛታት፡ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ተቐርቂሮም ብዛይረዳኢ ፋሕ ኢሎም ይሳቐዩ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ኣብ ሱዳን ቁጠባዊ ቅልውላው ኣጋጢሙሉ ኣብዘሎ ኣብዚ እዋን ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዑመር ኣል በሺር ካቢኔኡ ከምዝበተነ ተፈሊጡ: ኣብ ግብጺ ሓደ ቤት ፍርዲ ምስቲ ኣብ 2013 ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊታት ብዝተሓሓዝ ላዕለዎት መራሕቲ ሞስሊም ብራዘር ሁድ ዝርከብዎም 75 ሰባት ንሞት ፈሪድዎም። ኣብ ጀነቫ ተሓሲቡ ዝነበረ ዘተ ሰላም የመን ፈሺሉ ኤርትራ ዳግም ናብ ኢጋድ ትምለስ
ኤርትራዊያን ዝርከብዎም ኣሻሓት ስደተኛታት፡ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ተቐርቂሮም ብዛይረዳኢ ፋሕ ኢሎም ይሳቐዩ ከምዘለዉ ተገሊጹ። ኣብ ሱዳን ቁጠባዊ ቅልውላው ኣጋጢሙሉ ኣብዘሎ ኣብዚ እዋን ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዑመር ኣል በሺር ካቢኔኡ ከምዝበተነ ተፈሊጡ: ኣብ ግብጺ ሓደ ቤት ፍርዲ ምስቲ ኣብ 2013 ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊታት ብዝተሓሓዝ ላዕለዎት መራሕቲ ሞስሊም ብራዘር ሁድ ዝርከብዎም 75 ሰባት ንሞት ፈሪድዎም። ኣብ ጀነቫ ተሓሲቡ ዝነበረ ዘተ ሰላም የመን ፈሺሉ ኤርትራ ዳግም ናብ ኢጋድ ትምለስ