SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (22 ጥሪ 2018)

HoA News (22 01 2018)
Source: Dutchnews Haaretz Awate Thecitizen Youtube Esat

ኣብ እስራኤል ምሁራትን መራሕቲ ሃይማኖትን ንኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ምጥራዝ ንምድሓን ይጓየዩ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ስልጢኖምን/ወይ 50 ሺሕ ሒዞም ይምጽኡ ይብል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክልል ኣምሓራ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሉ ዝነበረ እዋን ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም፡ መንግስቲ ነዘርላንድስ ንዝለዓለ ዲፕሎማት ኤርትራ ኣብ ሃገራ ክወጽእ ኣዛዚዛቶ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ እስራኤል ምሁራትን መራሕቲ ሃይማኖትን ንኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ምጥራዝ ንምድሓን ይጓየዩ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ስልጢኖምን/ወይ 50 ሺሕ ሒዞም ይምጽኡ ይብል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክልል ኣምሓራ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሉ ዝነበረ እዋን ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም፡ መንግስቲ ነዘርላንድስ ንዝለዓለ ዲፕሎማት ኤርትራ ኣብ ሃገራ ክወጽእ ኣዛዚዛቶ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now