SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (18 ሰነ 2018)

Horn Africa
Source: SBS

ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣብ 4 ወደባት ናይ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሓባር ወፍሪ ክገብራ ተሰማሚዐን። ፕረሲደንት ኬንያታ፣ ናብራ ሰብ መዚ ኬንያ ክምርመር ኣዚዙ። ባጤራ ሱዳን ዘቕቢቡ፡ ኣመሓዳሪ ባንክ ሱዳን ኣብ መገሻኡ ብሃንደበት ዓሪፉ ኣብ ጂቡቲ ዝግበር ብዘሎ ብዙሕ ናይ ኣህጉራዊ ወፍሪታት፣ ቁጠባ ጂቡቲ ይውንጨፍ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣብ 4 ወደባት ናይ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሓባር ወፍሪ ክገብራ ተሰማሚዐን። ፕረሲደንት ኬንያታ፣ ናብራ ሰብ መዚ ኬንያ ክምርመር ኣዚዙ። ባጤራ ሱዳን ዘቕቢቡ፡ ኣመሓዳሪ ባንክ ሱዳን ኣብ መገሻኡ ብሃንደበት ዓሪፉ ኣብ ጂቡቲ ዝግበር ብዘሎ ብዙሕ ናይ ኣህጉራዊ ወፍሪታት፣ ቁጠባ ጂቡቲ ይውንጨፍ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now