ተላዘብቲ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል፣ ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእን ረድኤት ክኣቱን ሓቲቶም።

ኣብ ባይቶ ጸጥታ ተለዋጢ ወንበር ዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ውድብ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ተመያይጠን። ኣብ ኢትዮጵያ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሶማል ብጥይት ተኸቲለን። ሓዳስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ደው ከምዘብላ ገሊጸን።
Share
SBS World News