SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (05 ሕዳር 2018)

Homeland News
Source: SBS Tigrinya

ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተራእዩ፡ ዝደገሰ ውጥጥ መንግስታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ይንህር፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ 13 ዓመታት ንፈለማ እዋን 1.2 ቢልዮን ዶላር ካብ ባንኪ ዓለም ትረክብ፡ መቐለ ብ360 ሚልዮን ብር ዝተሃንፀ ንመስተ ዝወዕል መፈልፈሊ ማይ 11 ዓመታት ተፀብያ ኣመሪቓ ስነ ጥበባውያን ትግራይ፣ ኤርትራን ኦሮምያን ኣብ መቐለ መራጎዲ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን ምርኢት ሙዚቃ ከቕርቡ እዮም፡፡ ፕረዝደንት ኦሮምያ ለማ መገርሳ ንዕጡቓት ዝጸሩሉ ትዕግስቲ ከም ዝተፀንቀቐ ኣጠንቂቖም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ተራእዩ፡ ዝደገሰ ውጥጥ መንግስታት ክልል ትግራይን ኣምሓራን ይንህር፡ ኢትዮጵያ ድሕሪ 13 ዓመታት ንፈለማ እዋን 1.2 ቢልዮን ዶላር ካብ ባንኪ ዓለም ትረክብ፡ መቐለ ብ360 ሚልዮን ብር ዝተሃንፀ ንመስተ ዝወዕል መፈልፈሊ ማይ 11 ዓመታት ተፀብያ ኣመሪቓ ስነ ጥበባውያን ትግራይ፣ ኤርትራን ኦሮምያን ኣብ መቐለ መራጎዲ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን ምርኢት ሙዚቃ ከቕርቡ እዮም፡፡ ፕረዝደንት ኦሮምያ ለማ መገርሳ ንዕጡቓት ዝጸሩሉ ትዕግስቲ ከም ዝተፀንቀቐ ኣጠንቂቖም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now