ተጠርጣራይ ብልሽውናን ተዛመድቲ ጉዳያትን ሓላፊ ምህንድስና ሓፂነ መፂን ሓይልታት ምክልኻል ጀነራል ክንፈ ዳኘው ጭብጢ ንዝተስኣኖ ክሲ ክካታዕ ይግደድ ኣለኹ ምባሎም ተፈሊጡ። ካብ መደረ ም/ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ምክትል ሓላፊ ድሕነት ኢትዮጵያ ኣይተ ያሬድ ዘሪሁን ኣብ መቕተልቲ ኣባላት ኦነግን ግንቦት ሸውዓተ ኢድ ኣለዎም ዝብል ተወሳኺ ጥርጣረ ዘሎ ዓቃቢ ሕጊ ንቤት ፍርዲ ምዝራቡ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

