ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ከም ዝተኸልከሉ ገሊጾም።

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መጠን ሕውየት ሕማም ቲቢ ዝድለ ዓለማዊ ደረጃ ከም ዝበጸሐ ተገሊጹ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ መራሒ መንግስቲ ጀርመን ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ ዘትዩ። ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ከም ዝተኸልከሉ ገሊጾም። ብሰንኪ ኵናት ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ተጋሩ ኣብ ማእከል ተቐርቂሮም ኣብ ሓደጋ ከም ዝርከቡ ገሊጾም። ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዘለዉ ቁፅሪ ተመዛበልቲ ልዕሊ 12 ሽሕ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ።
Share