Credit: Timon Reinhard/Unsplashህወሓት ሕጋውነቱ ከየተመለሰ ኣብ ትግራይ መረፃ ምክያድ ከም ዘይከኣል ኣፍሊጡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። ዓፋር፡ ድሕሪ 12,000 ዓመታት ዝነቶገ እሳተጎመራ ሓመዅሽቱ ኣህጉርን ውቅያኖስን ሰጊሩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ህወሓት ሕጋውነቱ ከየተመለሰ ኣብ ትግራይ መረፃ ምክያድ ከም ዘይከኣል ኣፍሊጡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ: ቁጠዐ ንዘስዓበ ግጉይ ካርታ ዘለዎ መግለፂ ኣሜሪካዊ ጀነራል ከጥፍእ ተገዲዱ። ዓፋር፡ ድሕሪ 12,000 ዓመታት ዝነቶገ እሳተጎመራ ሓመዅሽቱ ኣህጉርን ውቅያኖስን ሰጊሩ።
Check out our podcast collection here