SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ

Horn Africa
Source: SBS Tigrinya

ኣብዚ ናይ ሎሚ ጸብጻብ፡ ሞት: ስቕለትን ስንክልናን ሰባት ኣብ ሻሼመኔ ኦሮምያ። ዓንቀፅ 39 መሰል ምንፃል ካብ ቅዋም ኢትዮጵያ ክድምሰስ ሕቶ ቀሪቡ። መንግስቲ ክልል ትግራይ ብሰላማዊን ሕጋዊ መንገዲ ምስዝቃለሱ ተጋሩን ውዳበታት ተጋሩን ተቐራሪቡ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾነ ገሊጹ (ንደምህትውን ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ ቃልሱ ክገብር ተጸዊዑ) ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዓት ባዕኸር ኣብ መፋርቕ ዓመተ 2011 ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ። 13 ዘይሕጋዊ ሽጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ብመኪና ተፃዒኖም ናብ ትግራይ ክኣትዉ ተታሒዞም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ናይ ሎሚ ጸብጻብ፡ ሞት: ስቕለትን ስንክልናን ሰባት ኣብ ሻሼመኔ ኦሮምያ። ዓንቀፅ 39 መሰል ምንፃል ካብ ቅዋም ኢትዮጵያ ክድምሰስ ሕቶ ቀሪቡ። መንግስቲ ክልል ትግራይ ብሰላማዊን ሕጋዊ መንገዲ ምስዝቃለሱ ተጋሩን ውዳበታት ተጋሩን ተቐራሪቡ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾነ ገሊጹ (ንደምህትውን ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ ቃልሱ ክገብር ተጸዊዑ) ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልምዓት ባዕኸር ኣብ መፋርቕ ዓመተ 2011 ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ። 13 ዘይሕጋዊ ሽጉጥን ካልኦት መሳርሒታት ኲናትን ብመኪና ተፃዒኖም ናብ ትግራይ ክኣትዉ ተታሒዞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now