SKIP TO MAIN CONTENT

ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን

Homelad Report (17/01/2022)
Source: Getty

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡ * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡ * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡ * ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡ * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡ * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡ * ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now