SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (02 04 2018)

Ethiopian Homeland Heport (02/04/2018)
Source: SBS Tigrinya

ኮማንድ ፖስት ሃገራዊ ህፁፅ ኣዋጅ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1100 ሰባት ከም ዝኣሰረ አብ ቀረባ እዋን ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝተፈትሑ 11 ሰባት ዳግም ከም ዝተኣስሩ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምስ ቀፃላይ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ተስፍኡ ዝለምለመ ምኻኑ ብድግሳት ምእንፋቱ ፌስቲቫላት ሰላም አብ ዝተፈላለዩ ሸነኻት ኢትዮጵያ ከም ዝተጀመሩ፡፡ አብ ፅምብል 7ይ ምንባር እምነ ሰረት ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ፡ ኢትዮጵያ ብዛዕባ አመላልኣ ማይ ዝምልከት ሓሳብ ንግብፅን ሱዳንን ከም ዘፍለጠት፡፡

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኮማንድ ፖስት ሃገራዊ ህፁፅ ኣዋጅ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1100 ሰባት ከም ዝኣሰረ አብ ቀረባ እዋን ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝተፈትሑ 11 ሰባት ዳግም ከም ዝተኣስሩ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምስ ቀፃላይ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ተስፍኡ ዝለምለመ ምኻኑ ብድግሳት ምእንፋቱ ፌስቲቫላት ሰላም አብ ዝተፈላለዩ ሸነኻት ኢትዮጵያ ከም ዝተጀመሩ፡፡ አብ ፅምብል 7ይ ምንባር እምነ ሰረት ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ፡ ኢትዮጵያ ብዛዕባ አመላልኣ ማይ ዝምልከት ሓሳብ ንግብፅን ሱዳንን ከም ዘፍለጠት፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now