SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ትግራይ ካብ ሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ’ቲ ዝተመደበ ዝርርብ ሰላም መብርሂ ሓቲቱ፣ ፍርቂ ብጽሒት ዕደና ፖታሽ ኤርትራ ተሸይጡ

Homeland Report.jpg
Homeland Report Credit: Getty Images

ጸብጻባት ዜና (06/10/2022) * መንግስቲ ትግራይ ንሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ’ቲ ዝርርብ ሰላም ዝምልከት መብርሂ ክህቦ ሓቲቱ፣ * ፍርቂ ብጽሒት ዕደና ፖታሽ ኤርትራ ይሽየጥ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ * ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንኻልኣይ ግዜ ብዝተፈጽ መጥቃዕቲ ኣየር፡ 65 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም፣ * ኢትዮጵያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰብ ንሆላንድ ኣረኪባቶ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና (06/10/2022) * መንግስቲ ትግራይ ንሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ’ቲ ዝርርብ ሰላም ዝምልከት መብርሂ ክህቦ ሓቲቱ፣ * ፍርቂ ብጽሒት ዕደና ፖታሽ ኤርትራ ይሽየጥ ከም ዘሎ ተገሊጹ፣ * ኣብ ዓዲ-ዳዕሮ ንኻልኣይ ግዜ ብዝተፈጽ መጥቃዕቲ ኣየር፡ 65 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም፣ * ኢትዮጵያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰብ ንሆላንድ ኣረኪባቶ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now