SKIP TO MAIN CONTENT

ዕዳጋ መቐለ ብመጠኑ ይረጋጋእ ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ትግራይ ናብ ኣለምዋጭ፣ ጎንደር፣ ከይዶም (ጸብጻብ)

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻብ ዜናታት: * ድሕሪ ኣዋጅ ምቁራፅ ውግእ ዕዳጋ መቐለ ብመጠኑ ክረጋጋእ ጀሚሩ; * ነቲ ሰሙን ዝገበረ ስምምዕ ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዘየለ ተሓቢሩ። * ኣብ ኬንያ ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ትግራይን ኢትዮጵያን ሎሚ ክዛዘም ትጽቢት ይግበር። * ኣብ ትግራይ ዝርከባ መዓስከራት መዓስከራት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎንደር ዝርከብ ኣለምዋጭ ከይዶም። * ኤርትራ ንዞባዊ ምርግጋእ ከይትዕንቅፍ ዝገብር ዝተብሃለ ሓዱሽ ፖሊሲ ኣሜሪካ ከም ዝተዳለወ ተገሊጹ። * ኣብ ኦሮምያ ብዝቐጸለ ኲናት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻብ ዜናታት: * ድሕሪ ኣዋጅ ምቁራፅ ውግእ ዕዳጋ መቐለ ብመጠኑ ክረጋጋእ ጀሚሩ; * ነቲ ሰሙን ዝገበረ ስምምዕ ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዘየለ ተሓቢሩ። * ኣብ ኬንያ ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ትግራይን ኢትዮጵያን ሎሚ ክዛዘም ትጽቢት ይግበር። * ኣብ ትግራይ ዝርከባ መዓስከራት መዓስከራት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎንደር ዝርከብ ኣለምዋጭ ከይዶም። * ኤርትራ ንዞባዊ ምርግጋእ ከይትዕንቅፍ ዝገብር ዝተብሃለ ሓዱሽ ፖሊሲ ኣሜሪካ ከም ዝተዳለወ ተገሊጹ። * ኣብ ኦሮምያ ብዝቐጸለ ኲናት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now