'ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ እንተቋሪጹ ሰብኣዊ ሓገዛት ክሓልፍ ክንፈቅድ ቅሩባት ኢና' - ምምሕዳር ክልል ዓፋር

Homeland Report (27/01/2022)

Source: Getty

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡ * ኤርትራን ው. ሕ. ሃ.ን ንሓሙሽተ ዓመታት ዝቕጽል ስምምዕ ዘላቒ ልምዓት ተፈራሪሞም፡ * ኲናት ትግራይ ክመርሑ ዝጸንሑ ክልተ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝርከብዎም 27 ሰብ መዚ ኣምባሳደራት’ታ ሃገር ኮይኖም፡ * መንግስቲ ክልል ዓፋር ረድኤት ናብ ትግራይ ክፈቅድ ቅሩብ ከምዝኾነ ብምግላጽ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ከቋርጾ ጸዊዑ፡ * ግብጺ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝርርብ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር ሓቲታ፡ * ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ 10.2 ቢልዮን ብር ዝግመት ኢንቨስትመንት ክትውፍር ከም ዝመደበት ገሊጻ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ዝፈሪ ዝነበረ ምህርቲ ሽኮር ብፍርቂ ከም ዝነከየ ተገሊጹ፡ ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ናይ’ታ ሃገር ድማ ብ41.6% ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service