Source: Gettyጸብጻባት ዜና: * ሓይልታት ትግራይ: ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢዶም ክህቡ፤ ህዝቢ ከተማታት ደሴን ኮምበልቻን ካብ ዓዱ ከይሃደመ ከተማታቱ ክሕሉ ፀዊዖም: * መንግስቲ ኢትዮጵያ: "ከተማ ሓይቅ ኣብ ኢድ ዕጡቓት ህወሓት ኣትያ" ዝብል ዜና ንዘቕረቡ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲሩ ብራዕዳዊ ገበን ከሲሱዎም ተባሂሉ: * ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት 6800 ከምዝበጸሐ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ:
ጸብጻባት ዜና: * ሓይልታት ትግራይ: ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢዶም ክህቡ፤ ህዝቢ ከተማታት ደሴን ኮምበልቻን ካብ ዓዱ ከይሃደመ ከተማታቱ ክሕሉ ፀዊዖም: * መንግስቲ ኢትዮጵያ: "ከተማ ሓይቅ ኣብ ኢድ ዕጡቓት ህወሓት ኣትያ" ዝብል ዜና ንዘቕረቡ ክልተ ጋዜጠኛታት ኣሲሩ ብራዕዳዊ ገበን ከሲሱዎም ተባሂሉ: * ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት 6800 ከምዝበጸሐ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ: