እስራኤልን ኢትዮጵያን አብ ልምዓታውያን ንጥፈታት ብሓንሳብ ክሰርሓ ክታም አንቢረን ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ መቐፀልታ እቲ አብ ጁቡቲን ስዳንን ዝገበሮ ዑደትና ብኬንያ ክኸይድ ከም ዝወጠነ፡፡ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ልዕሊ ክልተ ሽሕ እዙ ውሰዋስው ቋንቋ ዘየማልኡ ስማት ኣብያተ ዕዮ ተዐሪ፡፡ ኢትዮጵያ ኣደ መንበር ጉጅለ አፍሪካ አብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ትርከብ፡፡
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

