Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና: ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈዎርቂ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣምባሳድር ዡ ቢንግ ተዘራሪቡ። እቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ብህይወቱ እንከሎ ብሓዊ ተጠቢሲ ዝተቐትለ ግዳይ ትግራዋይ ምዃኑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ። ግብጽን ፈረንሳይን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣሳሊጠን። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
ኣርእስታት ዜና: ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈዎርቂ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣምባሳድር ዡ ቢንግ ተዘራሪቡ። እቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ብህይወቱ እንከሎ ብሓዊ ተጠቢሲ ዝተቐትለ ግዳይ ትግራዋይ ምዃኑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ። ግብጽን ፈረንሳይን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣሳሊጠን። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣