SKIP TO MAIN CONTENT

ኣውስትራልያ ኲናት ኣብ ትግራይ ደው ክብል ብምጽዋዕ ምስ ኣሜሪካን ካልኦት ኣርባዕተ ሃገራትን ተጸምቢራ

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና (ጥቅምቲ 13፣ 2022) * ኣውስትራልያን ኣሜሪካን ዝርከብአን 6 ሃገራት ኲናት ትግራይ ዕልባት ከረክብ ፀዊዐን * "መጠን ሞት ህጻናት ክልል ትግራይ ብ4 ዕጽፊ" ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ * ኣብ ኤርትራ ግፋ ደቀንስትዮ ንውትህድርና ልዕሊ ንቡር ምዃኑ ተገሊጹ * ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣስታት 13 ሽሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ ፈተና ምውሳድ ተሓሲሞም * ኢትዮጵያ ሕጂ'ውን ንሓደ ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ሰብ ንኢጣልያ ኣረኪባ * ፖለቲከኛ ሞኢቦን በቀለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ገዝኡ ተቐቲሉ

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና (ጥቅምቲ 13፣ 2022) * ኣውስትራልያን ኣሜሪካን ዝርከብአን 6 ሃገራት ኲናት ትግራይ ዕልባት ከረክብ ፀዊዐን * "መጠን ሞት ህጻናት ክልል ትግራይ ብ4 ዕጽፊ" ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ * ኣብ ኤርትራ ግፋ ደቀንስትዮ ንውትህድርና ልዕሊ ንቡር ምዃኑ ተገሊጹ * ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣስታት 13 ሽሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ ፈተና ምውሳድ ተሓሲሞም * ኢትዮጵያ ሕጂ'ውን ንሓደ ኤርትራዊ ዘይሕጋዊ ኣሰጋጋሪ ሰብ ንኢጣልያ ኣረኪባ * ፖለቲከኛ ሞኢቦን በቀለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ገዝኡ ተቐቲሉ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now