Homeland Report Credit: Getty Imagesጸብጻባት ዜና: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ተመያይጡ፣ ዝተማረኹ ዕጡቓት ፋኖን ምልሻታትን ኣምሓራ ከም ዝለቐቑ መራሕቲ ትግራይ ኣፍሊጦም፣ ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ኣዋጅ ክተት ብሪጣንያን ካናዳን ንዜጋታተን ኣጠንቂቐን፣ ሕቡራት ሃገራት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ክህቦ ዝሰለዖ 300 ሚልዮን ዶላር ደው ኣቢሉዎ፣ ምሉእ ትግራይ ሓዊስካ ካብ 29.3 ሚልዮን 13 ሚልዮን ተመሃሮ ዝቦኽሩሉ ዓውዲ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲ ክወሃብ ጀሚሩ: ፕረዚደንት ሶማልያ ወተሃደራቱ ናብ ሃገሮም ዘይተመልሱሉ ምኽንያት ንፖለቲካዊ ፍልልያት ሃገሩ ምኽንያት ጌሩ ፕረዚደንት ኤርትራ ክመልሶም ፈቓደኛ ብዘይምዃኑ’ዩ ምባሉ ዝብሉ ጸብጻባት ንሎሚ ዘለውና’ዮም
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ተመያይጡ፣ ዝተማረኹ ዕጡቓት ፋኖን ምልሻታትን ኣምሓራ ከም ዝለቐቑ መራሕቲ ትግራይ ኣፍሊጦም፣ ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ኣዋጅ ክተት ብሪጣንያን ካናዳን ንዜጋታተን ኣጠንቂቐን፣ ሕቡራት ሃገራት ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ክህቦ ዝሰለዖ 300 ሚልዮን ዶላር ደው ኣቢሉዎ፣ ምሉእ ትግራይ ሓዊስካ ካብ 29.3 ሚልዮን 13 ሚልዮን ተመሃሮ ዝቦኽሩሉ ዓውዲ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲ ክወሃብ ጀሚሩ: ፕረዚደንት ሶማልያ ወተሃደራቱ ናብ ሃገሮም ዘይተመልሱሉ ምኽንያት ንፖለቲካዊ ፍልልያት ሃገሩ ምኽንያት ጌሩ ፕረዚደንት ኤርትራ ክመልሶም ፈቓደኛ ብዘይምዃኑ’ዩ ምባሉ ዝብሉ ጸብጻባት ንሎሚ ዘለውና’ዮም