"ሐዚ ዝርርብ የለን። ምስ መን ከ ክንዘራረብ? ኣብዪ ኮ ገበነኛ እዩ።" ጀ/ ጻድቃን ገብረትንሳኤ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና: ሰራዊት ትግራይ ንኢንዱስትርያላዊት ከተማ ኮምበልቻ ተቖጻጺሩ። መራሒ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ጃል ማሮ ካብ ብሕጂ ዝተረፈ ወፍሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምግስጋስ እዩ ኢሉ። መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኩለን ትካላቱ ስሩዕ ስርሐን ደው ኣቢለን ናብ ውግእ ክወፍራ ጸዊዑ።
Share