SKIP TO MAIN CONTENT

ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመንዝዑ ቦታታት ኣብ ኣርባዕተ ግንባራት ከምዝመለሰ ገሊጹ፤ ሰራዊት ትግራይ ብወገኑ ናይ ቦታን ኣንፈት መጥቃዕትን ለውጢ ከም ዝገበረ ኣፍሊጡ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት፥ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣየር ከም ዝፈነወት ተሓቢሩ።ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ሰኔጋል ተራኺቦም ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ከም ዝተመያየጡ ተገሊጹ። ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካይዶም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፥ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣየር ከም ዝፈነወት ተሓቢሩ።ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ሰኔጋል ተራኺቦም ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ከም ዝተመያየጡ ተገሊጹ። ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ዑደት ኣካይዶም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now