Source: Twitter YTናይ ቃላት ረጽሚ ኢትዮጵያዊ ሌተናል ጄኔራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀልን ኣብ ጉዳይ ዋንነት ዓሰብ፣ ባይቶ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ንፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ክዕድግ ይግስግስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ስለምንታይ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክምለሱ ከም ዝገበረ መብርሂ ክህብ ይሕተት፣ ኦነግ ዘይዛሪ ባርዕ ከይውላዕ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣደብ ክገብር የጠንቅቕ።
ናይ ቃላት ረጽሚ ኢትዮጵያዊ ሌተናል ጄኔራል ጻድቃን ገብረትንሳኤን ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀልን ኣብ ጉዳይ ዋንነት ዓሰብ፣ ባይቶ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ንፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ክዕድግ ይግስግስ፣ መንግስቲ ኤርትራ ስለምንታይ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክምለሱ ከም ዝገበረ መብርሂ ክህብ ይሕተት፣ ኦነግ ዘይዛሪ ባርዕ ከይውላዕ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣደብ ክገብር የጠንቅቕ።