SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ምህላዉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ሓቢሮም።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg
Credit: SBS

ኣርእስታት ጸብጻብ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ምህላዉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ሓቢሮም። ደጋፊ ቃልሲ ትግራይ ከም ዝኾነ ዝገልጽ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓደጋ ጥሜት ዘቃልል መግቢ ናብ ጁቡቲ ክበጽሕ ከም ዝተቓረበ ተገሊጹ። ኣብ ክልል ኣምሓራ መዓስከራት ጃራን ጃሬንዝርከቡ ተጋሩ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ናብ ትግራይ የጸግዕ ምህላዉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ሓቢሮም። ደጋፊ ቃልሲ ትግራይ ከም ዝኾነ ዝገልጽ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓደጋ ጥሜት ዘቃልል መግቢ ናብ ጁቡቲ ክበጽሕ ከም ዝተቓረበ ተገሊጹ። ኣብ ክልል ኣምሓራ መዓስከራት ጃራን ጃሬንዝርከቡ ተጋሩ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now