ብሄራዊ ኮንግረስ ኤርትራ ዓፋር ኣብ ኤርትራ ፌደራላዊ ስርዓት ንምትካል ዝመክር ዋዕላ ከም ዝኸፈተ ተገሊጹ።

ኣርእስታት ጸብጻብ፦ ኣሜሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ገለ እገዳታት ምልዓላ ተሪር ተቓውሞ ገጢሙዋ። ብሄራዊ ኮንግረስ ኤርትራ ዓፋር ኣብ ኤርትራ ፌደራላዊ ስርዓት ንምትካል ዝመክር ዋዕላ ከም ዝኸፈተ ተገሊጹ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያን ተሰሓሒቦም። ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ከም ዘድመፀት ተሓቢሩ።
Share