ሰራዊት ትግራይ ካብ 65% መስመራት ውግእ ከም ዝወጸ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ባንክ ንምኽፋት ምቅርራባት ከምዘሎ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ ንኤርትራ ካብ ኣፍሪቃ ብምጭቋን ሃይማኖት ከሲሳታ። ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ ኣብ ዓሪፎም።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
