Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና ኣብዚ ውሽጢ ክልተ ሰሙን 'ሓዱሽ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ-19' ከም ዝተኸስተ ሚንስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ: ልዕሊ 80 ሽሕ ዜጋታቱ ኣብ ኣብያተማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ይሳቐዩ ከም ዘለዉ ኣሚኑ። ብዘይሕጋዊ ምዝውዋር ሰባት ተኸሲሱ ብኢንተርፖል ዝድለ ዝነበረ ኤርትራዊ- ኔዘርላንዳዊ ጆን-ሃብተ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ። ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፤ ድሕሪ ጽዑቕ ህዝባዊ ተቓውሞ ካብ መዝነቱ ወሪዱ። ስነስርዓት ቀብሪ ገዲም ተጋዳላይ ሮመዳን መሓመድ ኑር ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ተፈጺሙ።። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ኣርእስታት ዜና ኣብዚ ውሽጢ ክልተ ሰሙን 'ሓዱሽ ማዕበል ለበዳ ኮቪድ-19' ከም ዝተኸስተ ሚንስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ: ልዕሊ 80 ሽሕ ዜጋታቱ ኣብ ኣብያተማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ይሳቐዩ ከም ዘለዉ ኣሚኑ። ብዘይሕጋዊ ምዝውዋር ሰባት ተኸሲሱ ብኢንተርፖል ዝድለ ዝነበረ ኤርትራዊ- ኔዘርላንዳዊ ጆን-ሃብተ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ። ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፤ ድሕሪ ጽዑቕ ህዝባዊ ተቓውሞ ካብ መዝነቱ ወሪዱ። ስነስርዓት ቀብሪ ገዲም ተጋዳላይ ሮመዳን መሓመድ ኑር ኣብ ኣስመራ መቓብር ሓርበኛታት ተፈጺሙ።። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።