Eritrean President Isaias Afewerki Credit: 24 May Independece dayኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና ፡ ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ። ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቅን ክባራት ኣእማንን ስግኣት ፀጥታን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾኑ መንግስቲ ትግራይ ኣሚኑ። ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰልሺ በቀለ ዘቕረቦ ናይ ስንብታ ሕቶ ቅቡልነት ከምዝረኸበ ተሓቢሩ። መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕለይ ዘውርደለይ ዘሎ ብርቱዕ ዓመፅን ፀቕጥን ኣብ ሓደገኛን ተኣፋፍን ብርኪ በፂሑ'ሎ ክብል ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከሲሱ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና ፡ ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ። ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ዕደና ወርቅን ክባራት ኣእማንን ስግኣት ፀጥታን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾኑ መንግስቲ ትግራይ ኣሚኑ። ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሰልሺ በቀለ ዘቕረቦ ናይ ስንብታ ሕቶ ቅቡልነት ከምዝረኸበ ተሓቢሩ። መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕለይ ዘውርደለይ ዘሎ ብርቱዕ ዓመፅን ፀቕጥን ኣብ ሓደገኛን ተኣፋፍን ብርኪ በፂሑ'ሎ ክብል ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከሲሱ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ።