Credit: Timon Reinhard/Unsplashዩኒቨርስቲ መቐለ ከምህሮም ዝጸንሐ ቻይናውያን ዝርከቡዎም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሓዳሽ ሚንስተር ትምህርቲ ኤርትራ ወግዓዊት ኮይና። ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ከካይድ ዩ። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኤርትራ ንደገፍቲ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ ከሲሱ። ጥምረት ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዘይንጹር ንዝበሎ ዲጂታላዊ ስርዓት ምርጫ ነጺጉ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዩኒቨርስቲ መቐለ ከምህሮም ዝጸንሐ ቻይናውያን ዝርከቡዎም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሓዳሽ ሚንስተር ትምህርቲ ኤርትራ ወግዓዊት ኮይና። ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ከካይድ ዩ። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኤርትራ ንደገፍቲ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ ከሲሱ። ጥምረት ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዘይንጹር ንዝበሎ ዲጂታላዊ ስርዓት ምርጫ ነጺጉ።
Check out our podcast collection here