SKIP TO MAIN CONTENT

ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ኣስመራ ኣትዮ።

Homeland Report
Source: MOIE

ኣብ ሱዳን ትርከብ ቅድሚ ናጽነት ዝተደኮነት ቤት ትምህርቲ ኣጓኒፉዋ ንዘሎ ዋሕዲ ፋይናንስ ንምምላእ ሰባት ብ Gofundme ክሕግዙ ምሕጽንታ ቀሪቡ። ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ ኣብ ዝርከበሉ ክሊ ኣየር ምንቅስቓስ ነፈርቲ ከልኪላ። 38 ወንበር ወከልቲ ትግራይ ዘይተረኽቡሉ መድረኽ ባይቶ ፌደረሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ 2013 ዓ.ም ዘመን ስራሕ ብሓባር ይኸፍተሉ ኣሎ። መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ካብ መንግስቲ ፌደራል ዝመጽእ ስግኣት ፀጥታ ንምክልኻል ኣብ ተጠንቀቕ ከም ዘሎ ይግለጽ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሱዳን ትርከብ ቅድሚ ናጽነት ዝተደኮነት ቤት ትምህርቲ ኣጓኒፉዋ ንዘሎ ዋሕዲ ፋይናንስ ንምምላእ ሰባት ብ Gofundme ክሕግዙ ምሕጽንታ ቀሪቡ። ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሴ ኣብ ዝርከበሉ ክሊ ኣየር ምንቅስቓስ ነፈርቲ ከልኪላ። 38 ወንበር ወከልቲ ትግራይ ዘይተረኽቡሉ መድረኽ ባይቶ ፌደረሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ 2013 ዓ.ም ዘመን ስራሕ ብሓባር ይኸፍተሉ ኣሎ። መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ካብ መንግስቲ ፌደራል ዝመጽእ ስግኣት ፀጥታ ንምክልኻል ኣብ ተጠንቀቕ ከም ዘሎ ይግለጽ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now