SKIP TO MAIN CONTENT

ሰራዊት ትግራይ: ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበለን ስትራተጂካዊ ቦታ ጋሸናን መሊሱ ከም ዝመንዘዐን ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ ሕግን ህንጸት ሃገርን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ክሳለጥ ዝቐነየ ቅነ-ሕጊ ኣብ ኤርትራ ተዛዚሙ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዘራኽብ ቀንዲ መስመር ወልድያ ኣላማጣ ከም ዝቖረጸ ኣቐዲሙ ሓቢሩ ነይሩ እዩ። ኣሜሪካ፣ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ዓፋርን ኣምሓራን ፈጺሞምዎም ዝተብሃሉ ዘይተረጋገጹ መጥቃዕት፣ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላትን፣ ምዕናው መሰረተ ልምዓትን ከም ዘሻቐሉዋ ገሊጻ። ጉባኤ ትካል ሃይማኖት ዳያስፖራ ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘቕንዑ መጥቃዕትታት ደው ንክብሉ እጃሞም ክጽዕሩ ዝጠልብ ደብዳበ ናብ መራሕቲ ዓለም ከም ዝለኣኹ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ ሕግን ህንጸት ሃገርን ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ክሳለጥ ዝቐነየ ቅነ-ሕጊ ኣብ ኤርትራ ተዛዚሙ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገኑ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዘራኽብ ቀንዲ መስመር ወልድያ ኣላማጣ ከም ዝቖረጸ ኣቐዲሙ ሓቢሩ ነይሩ እዩ። ኣሜሪካ፣ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ዓፋርን ኣምሓራን ፈጺሞምዎም ዝተብሃሉ ዘይተረጋገጹ መጥቃዕት፣ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላትን፣ ምዕናው መሰረተ ልምዓትን ከም ዘሻቐሉዋ ገሊጻ። ጉባኤ ትካል ሃይማኖት ዳያስፖራ ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘቕንዑ መጥቃዕትታት ደው ንክብሉ እጃሞም ክጽዕሩ ዝጠልብ ደብዳበ ናብ መራሕቲ ዓለም ከም ዝለኣኹ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now