ኣፈፃፅማ ተሓታትነት ገበን ኲናት ትግራይ ተደናጕዩ ክብል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊጹ።

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣትዮም። ፊንላንድ ኣብ ዳግመህንጻ ትግራይ እጃማ ከም ትዓምም ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኻት ሕብረት ኣሜሪካን ሕብረት ኣውሮጳን ተመያይጡ። ኣፈፃፅማ ተሓታትነት ገበን ኲናት ትግራይ ተደናጕዩ ክብል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊጹ። ኣብ ጥዕና ነበርቲ 'ሓደገኛ' ጉድኣት ኣስዒቡ ዝተበሃለ ስፍራ ዕደና ወርቂ ሚድሮክ ብቕልጡፍ ክዕጾ ተሓቲቱ።
Share