Credit: Timon Reinhard/Unsplashኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት ቀዳማይ ብርኪ መረፃ ዓወት ኣመዝጊባ። ውድብ ሳልሳይ ወያነ ኣብ ኣባሉ ዝኾነ መምህር ሸዊት ውዳሴ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈጸመ ማእሰርቲ ኮኒኑ። ኢትዮጵያ ን40 ኣብያተ ትምህርቲ ስደተኛታት ናብ ሃገራዊ ስርዓተ ትምህርቲ ከተእቱ ምዃና ተሓቢሩ። ኣብ ዞባ ጋሞ ድሕሪ ዘጋጠመ ምንሽርር መሬት ልዕሊ 125 ሰባት ደ
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ፡ ቀዳማይ ‘ፈስቲቫል ፊልም ኣስመራ’ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ። "ተስፋ ለ ሰላም" ብዝብል ተበግሶ ኣብ መንጎ ትግራይ፣ ኣምሓራ ዘተ ንምክያድ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ሜላት ኪሮስ ኣብ ዴንቨር ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዲሞክራታት ቀዳማይ ብርኪ መረፃ ዓወት ኣመዝጊባ። ውድብ ሳልሳይ ወያነ ኣብ ኣባሉ ዝኾነ መምህር ሸዊት ውዳሴ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈጸመ ማእሰርቲ ኮኒኑ። ኢትዮጵያ ን40 ኣብያተ ትምህርቲ ስደተኛታት ናብ ሃገራዊ ስርዓተ ትምህርቲ ከተእቱ ምዃና ተሓቢሩ። ኣብ ዞባ ጋሞ ድሕሪ ዘጋጠመ ምንሽርር መሬት ልዕሊ 125 ሰባት ደ
Check out our podcast collection here