Credit: Timon Reinhard/Unsplashኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ 38 ጋዜጠኛታት ካብ ሚድያታት ለቒቖምን ተሰዲቶምን ከም ዝወጹ ተሓቢሩ። መበል 19 ሳይንሳዊ ጉባኤ ማሕበር ሞያ ፋርማሲ ኤርትራ ተኻይዱ። ብሪጣንያን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ መንጎ ፌደራላዊ መንግስትን ህወሓትን ዘሎ ምስሕሓብ ደው ክብል ጸዊዖም። ናይ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓገዝ እንተተቋሪጹ “ክሳብ 3.1 ሚልዮን ዝበጽሑ ሰባት ንሰብኣዊ ቅልውላው ክቃልዑ ይኽእሉ እዮም” ክትብል ሴናተር ኣመሪካ ኣጠንቂቓ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ 38 ጋዜጠኛታት ካብ ሚድያታት ለቒቖምን ተሰዲቶምን ከም ዝወጹ ተሓቢሩ። መበል 19 ሳይንሳዊ ጉባኤ ማሕበር ሞያ ፋርማሲ ኤርትራ ተኻይዱ። ብሪጣንያን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ መንጎ ፌደራላዊ መንግስትን ህወሓትን ዘሎ ምስሕሓብ ደው ክብል ጸዊዖም። ናይ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሓገዝ እንተተቋሪጹ “ክሳብ 3.1 ሚልዮን ዝበጽሑ ሰባት ንሰብኣዊ ቅልውላው ክቃልዑ ይኽእሉ እዮም” ክትብል ሴናተር ኣመሪካ ኣጠንቂቓ።
Check out our podcast collection here