ግዝያዊ ምምሕዳር ሉአላዊ ግዝአት ትግራይ ዘኽብርን ዝምልስን ክኸውን ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ።

ኣብ ዩጋንዳ ‘ማሕበር ስነ ጥበባውያን ኤርትራውያን ስደተኛታት’ ተመስሪታ። ኣብ ትግራይ ሓዱሽ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጣይሹ። ብካልእ ዜና ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ ጨንፈር መቐለ ናብ ስራሕ ተመሊሱ። ምምሕዳር ኣሜሪካ ንሓተትቲ ዑቕባ ዝዕንቅፅ ፅኑዕ እማመ ኣቕሪቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ማይፅምኢ ዘበገሶ ኣድማ ቀፂሉ። ኣብ ሶማሊላንድ ብዝተወልዐ ጐንጺ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዶም።
Share