SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ኣምሓራን ትግራይን ፍሉያት ኣሃዱታት ናብ ዶባት ክልቲኤን ክልላት ከምትጸግዑ ተገሊጹ።

Homeland Report
Mekele Streets Source: Ghirmay Gebru

ፍሉይ ኣሃዱ ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ራያ ቆቦ ከም ዝተጸገዐ ፖሊስ ሰሜን ወሎ ተዛሪቡ። በዚ ከኣ ኣብ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ስግኣት ከም ዘንጸላለወ ሓቢሩ። ፍሉይ ኣሃዱ ኣምሓራ እውን ናብቲ ከባቢ ይጽጋዕ ከም ዘሎ ኣብሪሁ.

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፍሉይ ኣሃዱ ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ራያ ቆቦ ከም ዝተጸገዐ ፖሊስ ሰሜን ወሎ ተዛሪቡ። በዚ ከኣ ኣብ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ስግኣት ከም ዘንጸላለወ ሓቢሩ። ፍሉይ ኣሃዱ ኣምሓራ እውን ናብቲ ከባቢ ይጽጋዕ ከም ዘሎ ኣብሪሁ.

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now