SKIP TO MAIN CONTENT

ኣቦ ወምበር ሉኣላዊ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ግብጺ ናብ ሱዳን የምርሑ። (ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland Report
Source: Abiy Ahmed Ali Twitter

ኣርእስታት፥ ኩባንያ ኣውስትራልያ ፎርትስኪዩ ፊውቸር ኢንዱስትሪ ብ10 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍልፋል ተሓዳሲ ፀዓት ክወፍር ተሰማሚዑ። ኣቦ ወንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቕኒዑ። ቅድሚ ሰሙን ናብ ካይሮ ኣቕኒዑ ዝነበረ ጀነራል አብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ብዓርቢ እውን ምስ ብምክልኻልን ጡረተኛ ወታሃደራትን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ከም ዘዘራበ ተገሊጹ። ብዜካ’ዚ ብኢታማዦር ሹም ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ግብጺ ናብ ሱዳን ከም ዝኣተዉ እውን ተሓቢሩ። ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ መንግስቲ ፌደራልን መንግስቲ ክልል ትግራይን ከሸማግል ከም ዘዘራረቦም ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ዞባ ደቡብ ዝተኸስተ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ካልእ ከባቢ ከም ዘይኸይድ ይጭፍጨፍ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፥ ኩባንያ ኣውስትራልያ ፎርትስኪዩ ፊውቸር ኢንዱስትሪ ብ10 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍልፋል ተሓዳሲ ፀዓት ክወፍር ተሰማሚዑ። ኣቦ ወንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቕኒዑ። ቅድሚ ሰሙን ናብ ካይሮ ኣቕኒዑ ዝነበረ ጀነራል አብዱልፈታሕ ኣልቡርሃን ብዓርቢ እውን ምስ ብምክልኻልን ጡረተኛ ወታሃደራትን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ከም ዘዘራበ ተገሊጹ። ብዜካ’ዚ ብኢታማዦር ሹም ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ግብጺ ናብ ሱዳን ከም ዝኣተዉ እውን ተሓቢሩ። ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፖ መንግስቲ ፌደራልን መንግስቲ ክልል ትግራይን ከሸማግል ከም ዘዘራረቦም ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ዞባ ደቡብ ዝተኸስተ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ካልእ ከባቢ ከም ዘይኸይድ ይጭፍጨፍ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now