Credit: Timon Reinhard/Unsplashሃገራዊ ማሕበር ላቦራቶሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሃገራዊ ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ን7 ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓረስቶት መተባብዒ ሂቡ። ውድብ ስምረት ንውሳነ ቦርድ መረጻ ዘቐረቦ ክሲ ስሒቡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሰንኪ ከቢድ ፋይናንሳዊ ፀገም ኣብ ሓደጋ ምዕፃው ከምዘለዋ ኣፍሊጡ። ጉግል ኣብ ሰርች ኢንጅን ኣምሓርኛ፣ ኣፍን ኦሮሞን ሶማልኛን ዝርከቡዎም 13 ቋንቋታት ኣፍሪቃ፡ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽደ፡ ኣጠቓቕማ ነዳዲ “ብዓቢ ጥንቃቐ” ክግበር ኣተሓሳሲቡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሃገራዊ ማሕበር ላቦራቶሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ሓሙሻይ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሃገራዊ ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ን7 ኣብነታውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓረስቶት መተባብዒ ሂቡ። ውድብ ስምረት ንውሳነ ቦርድ መረጻ ዘቐረቦ ክሲ ስሒቡ። ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብያተ ትምህርቲ ብሰንኪ ከቢድ ፋይናንሳዊ ፀገም ኣብ ሓደጋ ምዕፃው ከምዘለዋ ኣፍሊጡ። ጉግል ኣብ ሰርች ኢንጅን ኣምሓርኛ፣ ኣፍን ኦሮሞን ሶማልኛን ዝርከቡዎም 13 ቋንቋታት ኣፍሪቃ፡ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ፋይናንስ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽደ፡ ኣጠቓቕማ ነዳዲ “ብዓቢ ጥንቃቐ” ክግበር ኣተሓሳሲቡ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያውያን ናይ ቪዛ መጠንቀቕታ ሂቡ።
Check out our podcast collection here