Credit: Timon Reinhard/Unsplashፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ካይሮ ገይሹ። ቀዳማይ ሚንስተርን ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ 'ፅምዶ' ክስታት ኣቕሪቦም። ኣብ ትግራይ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈጸመ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪካ ንጉዳይ ትግራይ ሓድሽ ፃዕርታት ሽምግልና ንምጅማር ውጥን ከምዘለዎ ኣመላኺቱ ። ኣብ ትግራይ ሓደ በዓል ሃብቲ ብዘዳለዎ መድረኽ 185 ብሉፃት መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ተሸሊሞም።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ካይሮ ገይሹ። ቀዳማይ ሚንስተርን ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ 'ፅምዶ' ክስታት ኣቕሪቦም። ኣብ ትግራይ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈጸመ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪካ ንጉዳይ ትግራይ ሓድሽ ፃዕርታት ሽምግልና ንምጅማር ውጥን ከምዘለዎ ኣመላኺቱ ። ኣብ ትግራይ ሓደ በዓል ሃብቲ ብዘዳለዎ መድረኽ 185 ብሉፃት መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ተሸሊሞም።
Check out our podcast collection here