SKIP TO MAIN CONTENT

"ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ፕረዚደንት ትግራይ

Homeland News
Source: Getty Images

ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ክተእቱ ጀሚራ። ፕረዚደንት ክልል ሶማል ኢትዮጵያ ትዋግኦም ዘላ ዕጡቓት ኣልሸባብ ኢትዮጵያውያን ከም ዝኾኑ ተዛሪቡ።። ንገበናት ኲናት ትግራይ ትምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ነቲ ገበን ዝምልከቱ መረዳእታታት ክሳብ 31ሓምለ 2022 ትቕበል ኣላ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ልኡኽና ዝሰደዶም ጸብጻባት እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ ፕረዚደንት ትግራይ ቅድሚ ዘተ ምጅማሩ "ምዕራብ ትግራይ ኣረክብ ንብል ኣለና።" ኢሉ ኣሜሪካ ናብ ትግራይ ወርሓዊ 2 ሚልዮን ሊትር ነዳዲ ክተእቱ ጀሚራ። ፕረዚደንት ክልል ሶማል ኢትዮጵያ ትዋግኦም ዘላ ዕጡቓት ኣልሸባብ ኢትዮጵያውያን ከም ዝኾኑ ተዛሪቡ።። ንገበናት ኲናት ትግራይ ትምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ነቲ ገበን ዝምልከቱ መረዳእታታት ክሳብ 31ሓምለ 2022 ትቕበል ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now