ወተሃደራዊ ኮማንድ ትግራይ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ በይኑ ዝወሰኖ ምቁራጽ ተኹሲ ከም ዘፍረሶ ኣፍሊጡ።

ኣርእስታት ዜና፣ ህዝቢ ትግራይ ብመንግስቱ ኣብ ዓለም ዝኸፍአ ጭካነ ይፍጸሞ'ሎ ክብሉ ዋና ዳይረክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቦም። ኣብ ሱዳን ንኤርትራዉያን ዒላማ ዝገበረ በደላት ይወርድ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ደሃይ ፖለቲከኛ ክብሮም በርሀ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ከም ዝጠፍአ ፖሊስ ሓቢሩ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
Share