SKIP TO MAIN CONTENT

“ኢትዮጵያ: ሰራዊት ኤርትራ ዝዓጸውዎ መገዲ ዓዲግራት - ዓድዋ - ኣክሱም ክኸፍቱላ ንኣዘዝቶም ሓቲታ መልሲ ትጽበ ኣላ” ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ዮሃንስ ገ/መስቀል።

Homeland News
Source: SM

ካልእ ኣርእስቲ ጽብጻብ፥ ኣባል ፈጻሚት ስራሕ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ሓይልታት ትግራይ ክልላውን ዓለምለኻዊን ዶባት ከይዓገቶም ጸላኢ ዘጥቅዑሉ ባይታ ከም ዘጣጥሑ ተዛሪቡ። ኣብቲ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝሃቦ ቃለመሕትት ብዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያት ትግራይ ናብ ሜዳ ቃልሲ ይውሕዙ ከም ዘለዉን ህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ እናኸፈለ ነቲ ቃልሲ የሐይሎ ከም ዘሎን ኣረዲኡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልእ ኣርእስቲ ጽብጻብ፥ ኣባል ፈጻሚት ስራሕ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ሓይልታት ትግራይ ክልላውን ዓለምለኻዊን ዶባት ከይዓገቶም ጸላኢ ዘጥቅዑሉ ባይታ ከም ዘጣጥሑ ተዛሪቡ። ኣብቲ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝሃቦ ቃለመሕትት ብዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያት ትግራይ ናብ ሜዳ ቃልሲ ይውሕዙ ከም ዘለዉን ህዝቢ ትግራይ መስዋእቲ እናኸፈለ ነቲ ቃልሲ የሐይሎ ከም ዘሎን ኣረዲኡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now