ኣብ ዉሽጢ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸዘኑ መዓልቶም ዘሕለፉ ኬሚካላት እንተተፈንጂሮም ነታ ከተማን ከባቢኣን ከቃጽል ይኽእል’ዩ” ሓላፊ ንብረት መንግስቲ ኢትዮጵያ

Source: Getty Images
ኢትዮጵያ ኣብቲ ትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ይሕግዝ እዩ ናብ ዝበለቶ እማመ ክኣትዋ ዝተዓደማ ግብጽን ሱዳንን ነቲ ዕድመ ተሓሲመንኦ። ኤርትራ ብሰንኪ እምነቶም ልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣስሩ ዝርበኩዎም ልዕሊ ሰላሳ ሰባት ፈቲሓ።
Share