SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኤርትራ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ 2018 ንብረትን ትካላትን ካቶሊካዊት ቤ/ን ምህጋርን ምዕጻውን ይቕጽሎ ኣሎ ተባሂሉ።

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ክወጽእ ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ጸዊዖም። መንግስቲ ኤርትራ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ 2018 ንብረትን ትካላትን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝወሰዶ ናይ ምህጋርን ምዕጻውን ስጉምቲ ሕጂ እውን ይቕጽሎ ኣሎ ተባሂሉ። ኣባላት ሊግ ዓረብ ኣብ ምዕባለታት ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ጽባሕ ሰሉስ ክመያየጡ እዮም። ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ዝመጽእ ሰኑይ ብኽፋል እተካይዶ መረጻ መሰረታውያን መለክዒታት ቅድመ መረጻ ዘመልአ ኣይኮነን ኢሎሞ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ክወጽእ ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ጸዊዖም። መንግስቲ ኤርትራ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ 2018 ንብረትን ትካላትን ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝወሰዶ ናይ ምህጋርን ምዕጻውን ስጉምቲ ሕጂ እውን ይቕጽሎ ኣሎ ተባሂሉ። ኣባላት ሊግ ዓረብ ኣብ ምዕባለታት ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ጽባሕ ሰሉስ ክመያየጡ እዮም። ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ዝመጽእ ሰኑይ ብኽፋል እተካይዶ መረጻ መሰረታውያን መለክዒታት ቅድመ መረጻ ዘመልአ ኣይኮነን ኢሎሞ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now