SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኲናትን፡ ናይ ክልቲኦም ወገናት ተዓዊትና ዝብልዎ ዘለዎ ኩነታትን።

Homeland Report
Source: Hollandse Hoogte

መንግስቲ ፌደራል ንጁንታ ህወሓት ስዒረ ንዓዲግራት፣ ኣክሱምን ዓድዋን ተቖጻጺረ ይብል። መንግስቲ ትግራይ ንሰራዊት ኣብይን ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ኣብ ሰለስተ ግንባራት ( ኣላማጣ፣ ዓድዋን ዕዳጋ ሓሙስን) ሰፍ ዘይብል ክሳራ ኣውሪዱ ከም ዝበታተኖም ይገልጽ። ብካልእ ዜና ኣርባዕተ ተጋሩ ህጻናት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከም ዝተሰየፉን ነፍሰፁር ኣዴታት ከም ዝተቐትላን ካብ ዘይሻራዊ ኣካል ከም ዘረጋገጸ ዘ ቴሌግራፍ ክሕብር እንከሎ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተወለዐ ዓሌታዊ ጎንጺ 50 ተወለድቲ ኣምሓራ ተቐቲሎም ናብ 100 ሽሕ ዝጽግዑ ከም ዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦት ጸብጻባትን።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ፌደራል ንጁንታ ህወሓት ስዒረ ንዓዲግራት፣ ኣክሱምን ዓድዋን ተቖጻጺረ ይብል። መንግስቲ ትግራይ ንሰራዊት ኣብይን ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ኣብ ሰለስተ ግንባራት ( ኣላማጣ፣ ዓድዋን ዕዳጋ ሓሙስን) ሰፍ ዘይብል ክሳራ ኣውሪዱ ከም ዝበታተኖም ይገልጽ። ብካልእ ዜና ኣርባዕተ ተጋሩ ህጻናት ብዕጡቓት ኣምሓራ ከም ዝተሰየፉን ነፍሰፁር ኣዴታት ከም ዝተቐትላን ካብ ዘይሻራዊ ኣካል ከም ዘረጋገጸ ዘ ቴሌግራፍ ክሕብር እንከሎ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተወለዐ ዓሌታዊ ጎንጺ 50 ተወለድቲ ኣምሓራ ተቐቲሎም ናብ 100 ሽሕ ዝጽግዑ ከም ዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። ዝብሉን ካልኦት ጸብጻባትን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now